Medlemsservice eller generelle henvendelser. For spørsmål om diabetes, kontakt Diabeteslinjen.
Har du spørsmål om diabetes? Få svar fra erfarne veiledere og helsepersonell, helt gratis.
ነበርቲ ሎረንስኩግ ዝዀኑ ፋኑኤልን ሰላምን ጸብሒ ደርሆ ምስ እንቋቝሖን ሽሮን እንጀራን ኣዳልዮም።
እታ ክኢላ ስነ መግቢ ዝዀነት ኢንሳፍ ዘሩጓ ንሰላምን ፋኑኤልን ዝሃበቶም ምኽሪ፦
ማሕበር ሕማም ሽኮር ብዛዕባ ጥዑይ ኣመጋግባን ነቲ ታይፕ 2 ዝብሃል ዓይነት ሕማም ሽኮር ብኸመይ ከም እትከላኸሎን ምኽሪ ኽህበካ ይኽእል እዩ።